Covid-19 Informationen

ናይ ድምጺ መልእክቲ ክታበት ኮቪድ-19

18.03.2021
እዚ ምእልእክቲ ብዛዕባ ወረን ክውንነትን ኮቪድ-19 ን ብዛዕባ ኣድማዕነት ክታበት ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ክታበት ኮቪድ - 19 ዝምልከት ዩ

ምንጪ ሓበሬታና ድማ ኣብዚ ድሕረ ገጽ ተወከሱ hackmd.io/@scibehC19vax/home

ሓቤሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስን ምዉሻብን

እዚ ናይ ዉሸባ መስርሕ ኣብ ዝተፈላለይ ቦታታት ጀርመን ይፈላለ ዩ መመስ ኩነታት ድማ ከከም ኣድላይነቱ ክለዋወጥ ይክእል እዚ ናይ ድምጺ መልእክቲ ዚ ብመንጽር ሓምለ 2020 ዝነበረ ናይ ዉሸባ ቅጥዒ ዝተዳለወ ዩ ᎐ብምክንያት ኮቪድ ᎗19 ናይ ዉሸባ መስርሕ ኣብ ዝተፈላላየ ቦታ ከም ናይ ሓባር መደቀሲ ከምኡዉን መዕቆቢ ቦታታት ክከዉን ይክእል ዩ ነዊሕ ግዜ ክወስድ ድማ ይክእል እዚ ኣብ ነበርቲ ዘለዎ ጽልዋ ኣብ ግምት ብምእታው ንዝምልከቶም ብቀረባ ሓፈሻዊ መምርሕን እዋናዊ ምብርህን ክወሃብ ግድንዩ ንምንታይ ምዉሻብ የድሊ መዓስን ብከመይን ይዉዳእ ᎐ኣብዚ ናይ ድምጺ መልእክቲ ነዚ ዝምልከት ብቋንቋ ኣደ ዝወሃብ ሓበሬታ ተከታተል᎐

ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ - 19

ኮቪድ 19

ካብዚ  ሕድሽ  ሕማም ነብስኹምን ንኻሎኦትን ከመይ ጌርኩም ክትከላኸሉ ከም ትኽአሉ ንምፍላጥ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ተመልከቱ